ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ብዛዕባ መጻኢ ኽንፈልጥ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 46:10

ንዚቕጽል፦ ኣብዚ ግዜ እዚ፡ እንታይ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪፍጸም ንርኢ ኣለና፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣብዚ ግዜ እዚ፡ እንታይ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪፍጸም ንርኢ ኣለና፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 24:6, 7, 14

ንዚቕጽል፦ “መወዳእታ” ምስ መጸ ብድሕሪኡ እንታይ ኪፍጸም እዩ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ “መወዳእታ” ምስ መጸ ብድሕሪኡ እንታይ ኪፍጸም እዩ፧

ጥቕሲ፦ ራእ 21:4

ንዚቕጽል፦ እዚ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ዚፍጸም ኣበይ እዩ፧