ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ታሕሳስ 2016
ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
መጽሔት ንቕሑ! ንምብርካትን ጠንቂ መከራ እንታይ ምዃኑ ዚገልጽ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ንምክፋልን ዚሕግዝ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
‘ንዑናይ ናብ ከረን የሆዋ ንደይብ’
ነብዪ ኢሳይያስ፡ ህዝቢ የሆዋ ሰላም ከም ዚስዕቡ ንምሕባር፡ ንኣጽዋር ውግእ ናብ ናውቲ ማሕረስ ከም ዚልውጥዎ ገሊጹ ኣሎ። (ኢሳይያስ 2:4)
ክርስትያናዊ ህይወት
ብመጽሓፍ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” ልቢ ተንክፍ
መጽሓፍ “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ስርዓታት ኣምላኽ ምስ መዓልታዊ ህይወት ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ምእንቲ ኼስተውዕሉ ትሕግዞም እያ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ
ኢሳይያስ፡ መሲሕ ኣብ ዞባ ገሊላ ኺሰብኽ ምዃኑ ተነብዩ ነይሩ እዩ። የሱስ ብስራት እናሰበኸ ኣብ መላእ ገሊላ ብምኻድ ነዚ ትንቢት እዚ ፈጺምዎ እዩ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“እነኹ፡ ልኣኸኒ!”
ኢሳይያስ ንዘርኣዮ መንፈስ ፍቓደኛነትን እምነትን ብኸመይ ክንቀድሖ ንኽእል፧ ዝያዳ ዓየይቲ ኣብ ዜድልይሉ ቦታ ንምግልጋል ብዛዕባ ዝገዓዙ ኣባላት ስድራ ቤት ዚገልጽ ተመክሮ ርአ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ
እቲ ኢሳይያስ ብዛዕባ እታ ገነት እትኸውን ምድሪ እተነበዮ ትንቢት ቀደምን ሕጅን ንዚመጽእን ፍጻመኡ ዚርከብ ብኸመይ እዩ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
ጽልኢ ብመለኮታዊ ትምህርቲ ይስዓር
ቀደም ጸላእቲ ዝነበሩ ኽልተ ሰባት ሕጂ መንፈሳውያን ኣሕዋት ኰኑ፣ እዚ ኸኣ መለኮታዊ ትምህርቲ ሓድነት ኬምጽእ ሓይሊ ኸም ዘለዎ ዘርኢ መርትዖ እዩ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ንስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃም ስልጣን የስእን
ሸብና ንስልጣኑ ብኸመይ እዩ ኺጥቀመሉ ዚግባእ ነይሩ፧ የሆዋ ንሸብና ብኤልያቂም ዝተክኦ ስለምንታይ እዩ፧