12-18 ታሕሳስ
ኢሳይያስ 6-10
መዝሙር 43ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መሲሕ ንትንቢት ፈጺምዎ”፦ (10 ደቒቕ)
ኢሳ 9:1, 2—ኣብ ገሊላ ብጋህዲ ዝገበሮ ኣገልግሎቱ ኣቐዲሙ ብትንቢት ተነጊሩ ነይሩ (w11 15/8 10 ¶13፣ ip-1-E 124-126 ¶13-17)
ኢሳ 9:6—ሓያሎ ዕማማት ይዓምም (w14 15/2 12 ¶18፣ w07 15/5 6)
ኢሳ 9:7—ኣገዛዝኣኡ ናይ ሓቂ ሰላምን ፍትሕን ኬስፍን እዩ (ip-1-E 132 ¶28-29)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኢሳ 7:3, 4—የሆዋ ነቲ እኩይ ዝነበረ ንጉስ ኣሃዝ ዘድሓኖ ስለምንታይ እዩ፧ (w06 1/12 9 ¶4)
ኢሳ 8:1-4—እዚ ትንቢት እዚ እተፈጸመ ብኸመይ እዩ፧ (it-1-E 1219፣ ip-1-E 111-112 ¶23-24)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 7:1-17
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 10
“እነኹ፡ ልኣኸኒ!” (ኢሳ 6:8)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዝያዳ ዓየይቲ ኣብ ዜድልዩሉ የገልግሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ ኣኼባታትናን ኣገልግሎትናን ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 1-15፡ “ንእሽቶ ግናኸ ብልጽቲ” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 150ን ጸሎትን
መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነታ ሓዳስ መዝሙር ብምልእታ ሓንሳእ ስምዕዋ።