19-25 ታሕሳስ
ኢሳይያስ 11-16
መዝሙር 143ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ምድሪ ብፍልጠት የሆዋ ኽትመልእ እያ”፦ (10 ደቒቕ)
ኢሳ 11:3-5—ጽድቂ ንዘለኣለም ኪሰፍን እዩ (ip-1-E 160-161 ¶9-11)
ኢሳ 11:6-8—ኣብ መንጎ ሰባትን እንስሳታትን ሰላም ኪህሉ እዩ (w12 15/9 9-10 ¶8-9)
ኢሳ 11:9—ኵሎም ሰባት መገድታት የሆዋ ኺምሃሩ እዮም (w16.06 8 ¶9፣ w13 1/6 7)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኢሳ 11:1, 10—የሱስ ክርስቶስ ‘ካብ ጕርማጽ እሴይ ዚበቍል ውልዶን ሱር እሴይን’ ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (w06 1/12 9 ¶6)
ኢሳ 13:17—ሜዶናውያን ንብሩር ግዲ ዘይብሎም፡ ንወርቂ ኸኣ ዘይብህግዎ ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧ (w06 1/12 10 ¶10)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 13:17–14:8
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 24
“ጽልኢ ብመለኮታዊ ትምህርቲ ይስዓር”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ጆኒን ጊዴዎንን፦ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣሕዋት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ ቃለ መጠይቓትን ተመክሮታትን ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 16-31፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 151ን ጸሎትን
መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነታ ሓዳስ መዝሙር ብምልእታ ሓንሳእ ስምዕዋ።