ንስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃም ስልጣን የስእን
ሸብና “ኣብታ ቤት ሓላፍነት ዘለዎ” ኣመሓዳሪ ዀይኑ ዜገልግል ዝነበረ፡ ኣብ ቤት ንጉስ ህዝቅያስ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ካብ ንጉስ ቀጺሉ ስልጣን ዝነበሮ ንሱ ስለ ዝዀነ ድማ ብዙሕ ትጽቢት ይግበረሉ ነበረ።
-
ሸብና ብዛዕባ እቲ ንህዝቢ የሆዋ ዜድልዮም ነገራት ኪሓሊ ነበሮ
-
ብስስዐ ተደሪኹ ንገዛእ ርእሱ ኽብሪ ደለየ
-
የሆዋ ንሸብና ብኤልያቂም ተክኦ
-
ኤልያቂም “መፍትሕ ቤት ዳዊት” ተዋህቦ፣ እዚ ድማ ንሓይልን ንስልጣንን የመልክት
ነዚ ዚስዕብ ሕሰበሉ፦ ሸብና ንስልጣኑ ንኻልኦት ንምሕጋዝ ብኸመይ ኪጥቀመሉ ምኸኣለ፧