ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤት ይዝምሩ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ታሕሳስ 2018

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ብዛዕባ ዕላማ ህይወትን ኣምላኽ ንመጻኢ ብዛዕባ ዘተስፈዎን ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እቲ ሕሱም ሰጓጒ፡ ቀናእ ኣገልጋሊ ዀነ

ገና ዘይተጠመቕካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እትገብር ዘለኻ እንተ ዄንካ፡ ከም ሳውል ክትከውንን ነቲ እተምሃርካዮ ኣብ ግብሪ ኸተውዕሎን ዲኻ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

በርናባስን ጳውሎስን ናብ ርሑቕ ቦታታት ከይዶም ደቀ መዛሙርቲ ገበሩ

በርናባስን ጳውሎስን ሓያል ተቓውሞ እናኣጋጠሞም ክነሱ፡ ትሑታት ዝዀኑ ሰባት ክርስትና ኪቕበሉ ንምሕጋዝ ብዙሕ ጽዒሮም እዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ን‘ዘንቀዱ’ ደቀ መዛሙርቲ ኪዀኑ ሓግዞም

ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ምግባር ምስ የሆዋ ሓቢርና እንዓዪ ብኸመይ ኢና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ተመርኲሶም ኣብ ሓደ ውሳነ በጽሑ

እቲ ጕዳይ ካብ እተፈትሓሉ መገዲ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ተሓጒስካ ንየሆዋ ብመዝሙር ወድሶ

መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ምዝማር፡ እንታይ ጽቡቕ ጽልዋ ኼሕድረልና ይኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ምስባኽን ምምሃርን ንሃዋርያ ጳውሎስ ምሰሎ

ኣብ ኣገልግሎትና ንኣብነት ሃዋርያ ጳውሎስ ክንቀድሖ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”

ሽማግለታት፡ ነፍሲ ወከፍ በጊዕ በቲ ኽቡር ደም ክርስቶስ እተዓደገት ምዃና ብምዝካር፡ ነተን መጓሰ ይምግቡን የዕቑቡን ይከናኸኑን እዮም።