10-16 ታሕሳስ
ግብሪ ሃዋርያት 12-14
መዝሙር 60ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“በርናባስን ጳውሎስን ናብ ርሑቕ ቦታታት ከይዶም ደቀ መዛሙርቲ ገበሩ”፦ (10 ደቒቕ)
ግብ 13:2, 3—የሆዋ ንበርናባስን ንሳውልን ንሓደ ፍሉይ ዕዮ ሓረዮም (bt 85-86 ¶4)
ግብ 14:21, 22—በርናባስን ጳውሎስን ነቶም ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣበራትዕዎም (w14 15/9 13 ¶4-5)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ግብ 12:21-23—ካብቲ ንሄሮድስ ዘጋጠሞ ነገር እንታይ ንምሃር፧ (w08 15/5 32 ¶7)
ግብ 13:9—ሳውል፡ “ጳውሎስ እተባህለ” ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 12:1-17
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bt 78-79 ¶8-9—ፍረ ነገር፦ ንኣመንቲ ብጾትካ ጸልየሎም።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ን‘ዘንቀዱ’ ደቀ መዛሙርቲ ኪዀኑ ሓግዞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ኺሕግዘካ እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 22 ሕ.ጽ. 8-16
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 22ን ጸሎትን