ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ጳውሎስን በርናባስን ኣብ ቅድሚ ሰርግዮስ ጳውሎስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 12-14

በርናባስን ጳውሎስን ናብ ርሑቕ ቦታታት ከይዶም ደቀ መዛሙርቲ ገበሩ

በርናባስን ጳውሎስን ናብ ርሑቕ ቦታታት ከይዶም ደቀ መዛሙርቲ ገበሩ

13:12, 48፣ 14:1, 21, 22

በርናባስን ጳውሎስን ሓያል ተቓውሞ እናኣጋጠሞም ክነሱ፡ ትሑታት ዝዀኑ ሰባት ክርስትና ኪቕበሉ ንምሕጋዝ ብዙሕ ጽዒሮም እዮም

  • እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ንዘለዎም ሰባት ሰቢኾም

  • ንሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ “ኣብ እምነት ኪጸንዑ” ኣተባቢዖምዎም