ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

17-23 ታሕሳስ

ግብሪ ሃዋርያት 15-16

17-23 ታሕሳስ
  • መዝሙር 96ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣብ ቃል ኣምላኽ ተመርኲሶም ኣብ ሓደ ውሳነ በጽሑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 15:1, 2—እቲ ንግዝረት ዚምልከት ጕዳይ፡ ንሓድነት እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኤ ኣብ ሓደጋ ኣእተዎ (bt 102-103 ¶8)

    • ግብ 15:13-20—ውሳነ ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እተመስረተ እዩ ነይሩ (w12 15/1 5 ¶6-7)

    • ግብ 15:28, 29፣ 16:4, 5—ውሳነ ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ነተን ጉባኤታት ኣበርቲዕወን (bt 123 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 16:6-9—ኣገልግሎትና ብዛዕባ ምስፋሕ ካብዚ ጸብጻብ እዚ እንታይ ንምሃር፧ (w12 15/1 10 ¶8)

    • ግብ 16:37—ጳውሎስ ንሮማዊ ዜግነቱ ብስራት ንምዝርጋሕ እተጠቕመሉ ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 16:25-40

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት