ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 9-11

እቲ ሕሱም ሰጓጒ፡ ቀናእ ኣገልጋሊ ዀነ

እቲ ሕሱም ሰጓጒ፡ ቀናእ ኣገልጋሊ ዀነ

9:15, 16, 20-22

ሳውል ነቲ እተማህሮ ብቕልጡፍ ዓየየሉ። ካልኦት ኣረኣእያኦም ኣብ ዘይቅይሩሉ ዝነበሩ እዋን፡ ሳውል ኣረኣእያኡ ዝቐየረ ስለምንታይ እዩ፧ ምኽንያቱ፡ ካብ ንሰብ፡ ንኣምላኽ ይፈርህ ነበረ፣ ነቲ ክርስቶስ ዘርኣዮ ምሕረት ከኣ ኣዝዩ የማስወሉ ነበረ። ገና ዘይተጠመቕካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እትገብር ዘለኻ እንተ ዄንካ፡ ከም ሳውል ክትከውንን ነቲ እተምሃርካዮ ኣብ ግብሪ ኸተውዕሎን ዲኻ፧