ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

31 ታሕሳስ 2018–6 ጥሪ 2019

ግብሪ ሃዋርያት 19-20

31 ታሕሳስ 2018–6 ጥሪ 2019
  • መዝሙር 103ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 20:28—ሽማግለታት ንጉባኤ ይጓስዩ (w11 15/6 20-21 ¶5)

    • ግብ 20:31—ሽማግለታት ከከም ኣድላይነቱ “ለይትን መዓልትን” ሓገዝ ይህቡ (w13 15/1 31 ¶15)

    • ግብ 20:35—ሽማግለታት ጥቕሚ ርእሶም ናይ ምስዋእ መንፈስ ኬርእዩ ኣለዎም (bt 172 ¶20)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 19:9—ሃዋርያ ጳውሎስ ጻዕረኛን ተዓጻጻፍን ብምዃን ኣብነት ዝሓደገ ብኸመይ እዩ፧ (bt 161 ¶11)

    • ግብ 19:19—ሰብ ኤፌሶን ክንስዕቦ ዚግባእ ኣብነት ዝሓደጉ ብኸመይ እዮም፧ (bt 162-163 ¶15)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 19:1-20

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃቦ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕስን ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን ሕቶን ምረጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 15

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 99

  • ንዚመጣጠሩ መንእሰያት ኣሰልጥኖም፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦ ሽማግለታት ኣብ ጉባኤ እንታይ ኣገዳሲ እጃም እዩ ዘለዎም፧ (ግብ 20:28) ሽማግለታት ንኻልኦት ብቐጻሊ ኼሰልጥኑ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ ሽማግለታት ነቲ የሱስ ንሃዋርያቱ ዘሰልጠነሉ መገዲ ኪቐድሕዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ እቶም ዚስልጥኑ ኣሕዋትከ እንታይ ኣረኣእያ ኺህልዎም ይግባእ፧ (ግብ 20:35፣ 1ጢሞ 3:1) ሽማግለታት እንታይ ግብራዊ ስልጠና እዮም ኪህብዎም ዚኽእሉ፧ ሽማግለታት ብዛዕባ እቶም ዜሰልጥንዎም እንታይ ዓይነት ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኺህልዎም ኣለዎ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 1

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 96ን ጸሎትን