ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 19-20

“ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”

“ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”

20:28, 31, 35

ሽማግለታት፡ ነፍሲ ወከፍ በጊዕ በቲ ኽቡር ደም ክርስቶስ እተዓደገት ምዃና ብምዝካር፡ ነተን መጓሰ ይምግቡን የዕቑቡን ይከናኸኑን እዮም። ክርስትያናት ነቶም ከም ጳውሎስ ነተን መጓሰ ንኼገልግሉ ኢሎም ግዜኦምን ጕልበቶም ጥሪቶምን ዚውፍዩ፡ ብሓቂ ኣኽቢሮም እዮም ዚርእይዎም።