ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ዘፍ 1:27, 28

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኸም ዚፍጽም ክንተኣማመን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኸም ዚፍጽም ክንተኣማመን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧

ጥቕሲ፦ እያ 21:45

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንመጻኢ እንታይ እዩ ኣተስፍዩ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ንመጻኢ እንታይ እዩ ኣተስፍዩ፧

ጥቕሲ፦ ራእ 21:4

ንዚቕጽል፦ ካብቲ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ምእንቲ ኽንጥቀም እንታይ ክንገብር ኣሎና፧