2-8 ታሕሳስ
ራእይ 7-9
መዝሙር 63ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ”፦ (10 ደቒቕ)
ራእ 7:9—እቶም “ብዙሓት ህዝቢ” ኣብ ቅድሚ ዝፋን የሆዋ ደው ኢሎም (it-1 997 ¶1)
ራእ 7:14—እቶም ብዙሓት ህዝቢ “ኻብቲ ብርቱዕ ጸበባ” ኺድሕኑ እዮም (it-2 1127 ¶4)
ራእ 7:15-17—እቶም ብዙሓት ህዝቢ ኣብ መጻኢ ኣብ ምድሪ በረኸት ኪረኽቡ እዮም (it-1 996-997)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ራእ 7:1—እቶም ‘ኣብ ኣርባዕተ መኣዝን ምድሪ ደው ዝበሉ መላእኽትን’ እቶም “ኣርባዕተ ንፋሳትን” ንምንታይ የመልክቱ፧ (re 113-115 ¶3, 4)
ራእ 9:11—“መልኣኽ መዓሙቝ” መን እዩ፧ (it-1 12)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 7:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ለውሃትን ድንጋጽን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 12 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w16.01 25-26 ¶12-16—ፍረ ነገር፦ ኣብዚ ቐረባ ዓመታት፡ ቍጽሪ እቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ ዚወስዱ ሰባት ምውሳኹ ኼጨንቐና ዘይብሉ ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 6)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ)
ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንታሕሳስ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 43 ¶8-18
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 64ን ጸሎትን