ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 7-9

ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ

ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ

7:9, 14-17

የሆዋ ነቶም ብዙሓት ህዝቢ ዚባርኾም ስለምንታይ እዩ፧

  • ‘ኣብ ቅድሚ ዝፋን የሆዋ ደው ምባሎም፡’ ንልዑላውነት የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ከም ዚድግፉ የመልክት

  • “ጻዕዳ ኽዳውንቲ” ምኽዳኖም፡ ሳላ እቲ ኣብ መስዋእቲ ክርስቶስ ዘለዎም እምነት፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ንጹሃትን ጻድቃንን ምዃኖም የመልክት

  • “መዓልትን ለይትን” ምግልጋሎም፡ ንየሆዋ ምእንቲ ኼምልኹ ብዘይምቍራጽን ብትግሃት ይጋደሉን ምህላዎም የመልክት

ካብቶም ብዙሓት ህዝቢ ምእንቲ ክኸውን እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧