ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

30 ታሕሳስ 2019–5 ጥሪ 2020

ራእይ 20-22

30 ታሕሳስ 2019–5 ጥሪ 2020
  • መዝሙር 146ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ራእ 20:5—እተን 1000 ዓመት ምስ ተወድኣ፡ “እቶም ዝተረፉ ምዉታት” ህያዋን ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (it-2 249 ¶2)

    • ራእ 20:14, 15—“ቀላይ ሓዊ” እንታይ እዩ፧ (it-2 189-190)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 20:1-15 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ሃቦ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል። (th መጽናዕቲ 9)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 12 (th መጽናዕቲ 6)

ክርስትያናዊ ህይወት