9-15 ታሕሳስ
ራእይ 10-12
መዝሙር 26ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም”፦ (10 ደቒቕ)
ራእ 11:3—እቶም ‘ክልተ መሰኻኽር’ ን1,260 መዓልቲ ተነብዮም (w14 15/11 30)
ራእ 11:7—በቲ “ኣራዊት” ተቐቲሎም
ራእ 11:11—እቶም ‘ክልተ መሰኻኽር’ ድሕሪ “ሰለስተ መዓልትን ፈረቓን” ህያዋን ኰይኖም
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ራእ 10:9, 10—እቲ ንዮሃንስ እተዋህቦ መልእኽቲ “መሪር”ን ‘ጥዑም’ን ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 880-881)
ራእ 12:1-5—እዘን ጥቕስታት እዚአን እተፈጸማ ብኸመይ እየን፧ (it-2 187 ¶7-9)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 10:1-11 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ንኽልኻ ብዚሰማማዕ ዘይወግዓዊ ምስክርነት ንምሃብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ዓድል። (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
‘ምድሪ ነቲ ውሒዝ ወሓጠቶ’፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኮርያውያን ኣሕዋትና ኻብ ቤት ማእሰርቲ ተፈቲሖም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 43 ¶19-29
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 67ን ጸሎትን