ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 10-12

እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም

እቶም እተቐትሉ ‘ኽልተ መሰኻኽር’ ህያዋን ኰይኖም

11:3-11

  • ‘ክልተ መሰኻኽር’፦ መንግስቲ ኣምላኽ ብ1914 ኣብ ዝቘመትሉ እዋን መሪሕ ግደ ዝነበሮም ሒደት ጕጅለ ቕቡኣት ኣሕዋት

  • ተቐቲሎም፦ ንሰለስተ ዓመትን ፈረቓን “ማቕ ተኸዲኖም” ምስ ሰበኹ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዋላ ሓንቲ ኺገብሩ ኣብ ዘይክእሉሉ ዅነታት ስለ ዝነበሩ፡ ከም ‘እተቐትሉ’ ጌርካ ኺውሰድ ይከኣል

  • ህያዋን ኰይኖም፦ እተን ምሳልያዊ ሰለስተ መዓልትን ፈረቓን ኣብቂዐን ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ተፈትሑን ናብ መሪሕነት ዕዮ ስብከት ምስ ተመልሱን ህያዋን ኰይኖም