ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ሓጐስ ዘለዎ ናብራ ንምንባር፡ ዜተኣማምን ምኽሪ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧

ጥቕሲ፦ መዝ 1:1, 2

ንዚቕጽል፦ ፍቕሪ ገንዘብን ጥሪትን ኣብ ሓጐስና እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ፍቕሪ ገንዘብን ጥሪትን ኣብ ሓጐስና እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል፧

ጥቕሲ፦ 1ጢሞ 6:9, 10

ንዚቕጽል፦ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ምሓዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ምሓዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 17:22

ንዚቕጽል፦ ሓንቲ ስድራ ቤት ጸገማት እኳ እንተ ኣለዋ፡ ሕጕስቲ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ እያ፧