28 ታሕሳስ 2020–3 ጥሪ 2021
ዘሌዋውያን 16-17
መዝሙር 41ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መዓልቲ ዕርቅን ንስኻን”፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 16:12—ሊቀ ኻህናት ብምሳልያዊ መገዲ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይርአ ነበረ (w19.11 21 ¶4)
ዘሌ 16:13—ሊቀ ኻህናት ንየሆዋ ዕጣን የቕርብ ነበረ (w19.11 21 ¶5)
ዘሌ 16:14, 15—ሊቀ ኻህናት ቀጺሉ ንሓጢኣት እቶም ካህናትን እቲ ህዝብን መተዓረቒ ይገብር ነበረ (w19.11 21 ¶6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሌ 16:10—እቲ ንዓዛዜል እተመደበ ወጠጦ ንመስዋእቲ የሱስ ዜመልክት ብኸመይ እዩ፧ (it-1 226 ¶3)
ዘሌ 17:10, 11—ደም ዘይንወስድ ስለምንታይ ኢና፧ (w14 15/11 10 ¶10)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘሌ 16:1-17 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 1 ¶1-2 (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ከተመልክት ፍቓደኛ ዲኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሚስዮናውያን ወፍሪ—ዓየይቲ እቲ እኽሊ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 95
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 131ን ጸሎትን