ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ሓጐስ ዘለዎ ናብራ ንምንባር ዚሕግዝ ምኽሪ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧
ጥቕሲ፦ መዝ 1:1, 2
ንዚቕጽል፦ ፍቕሪ ገንዘብን ጥሪትን ኣብ ሓጐስና እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል፧
○● ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ፍቕሪ ገንዘብን ጥሪትን ኣብ ሓጐስና እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል፧
ጥቕሲ፦ 1ጢሞ 6:9, 10
ንዚቕጽል፦ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ምሓዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧