ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነሓሰ 1-7

መዝሙር 87-91

ነሓሰ 1-7
  • መዝሙር 49ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት