ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 102-105 የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ ኣጻውት የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ ዳዊት፡ ምሕረት የሆዋ ንምግላጽ ስእላዊ ዘረባ ተጠቕመ። 103:11 ከምቲ ኣብ መንጎ እቲ ብኸዋኽብቲ ዘጌጸ ሰማይን ኣብ መንጎ ምድርን ንዘሎ ርሕቀት ምሉእ ብምሉእ ክንርድኦ ዘይንኽእል፡ ነቲ የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ እውን ክንግምቶ ኣይንኽእልን ኢና 103:12 ምብራቕ ካብ ምዕራብ ከም ዚርሕቕ፡ የሆዋ ንሓጢኣትና ኸምኡ ገይሩ እዩ ዜርሕቖ 103:13 ከምቲ ሓደ ኣቦ ንእተጐድአ ወዱ ዚርሕርሓሉ፡ የሆዋ እውን ነቶም እተነስሑ እሞ ብሰሪ ሓጢኣቶም እተደቝሱ ሰባት ይምሕሮም እዩ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ ትግርኛ የሆዋ ሓመድ ምዃንና ይዝክር እዩ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202016288/univ/art/202016288_univ_sqr_xl.jpg