22-28 ነሓሰ
መዝሙር 106-109
መዝሙር 2ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንየሆዋ ኣመስግንዎ”፦ (10 ደቒቕ)
መዝ 106:1-3—ንየሆዋ ኸነመስግኖ ይግባእ (w15 15/1 8 ¶1፣ w02 1/6 18 ¶19)
መዝ 106:7-14, 19-25, 35-39—እስራኤላውያን ሞሳኦም ምስ ኣጥፍኡ፡ ዘይእሙናት ኰኑ (w15 15/1 8-9 ¶2-3፣ w01 15/6 13 ¶1-3)
መዝ 106:4, 5, 48—ንየሆዋ ኸነመስግኖ እንኽእለሉ ሓያሎ ምኽንያታት ኣሎና (w11 15/10 5 ¶7፣ w03 1/12 15-16 ¶3-6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
መዝ 109:8—ኣምላኽ፡ ትንቢት ምእንቲ ኺፍጸም ኢሉ፡ ይሁዳ ንየሱስ ኣሕሊፉ ኺህቦ ኣቐዲሙ ወሲኑ ነይሩ ድዩ፧ (w00 15/12 24 ¶20፣ it-1 857-858)
መዝ 109:31—የሆዋ ‘ኣብ የማን ድኻ ደው ዚብል’ በየናይ መገድታት እዩ፧ (w06 1/9 14 ¶8)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 106:1-22
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ll 6 —ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ll 7 —ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 179 ¶14-16—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ብኸመይ ከም ዚትግብሮ ኼስተውዕል ሓግዞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 40
የሆዋ ዜድልየና ዘበለ የማልኣልና እዩ (መዝ 107:9)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ዜድልየና ዘበለ የማልኣልና እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። (ናብቲ tv.pr418.com ኣቲኻ ኣብ ትሕቲ VIDEO ON DEMAND > FAMILY ርአ።) ንሰማዕቲ እንታይ ግብራዊ ትምህርቲ ኸም ዝረኸቡ ሕተቶም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 15-19፡ ኣብ ገጽ 167 ዘላ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 149ን ጸሎትን