ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

29 ነሓሰ–4 መስከረም 2016

መዝሙር 110-118

29 ነሓሰ–4 መስከረም 2016
  • መዝሙር 29ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 110:4—እቲ ኣብዛ ፍቕዲ እዚኣ ተጠቒሱ ዘሎ ‘ማሕላ’ ንምንታይ የመልክት፧ (w14 15/10 11 ¶15-17፣ w06 1/9 14 ¶1)

    • መዝ 116:15—መደረ ቐብሪ ኺውሃብ ከሎ፡ እዛ ፍቕዲ እዚኣ ምስ መዋቲ ኽትተሓሓዝ ዘይብላ ስለምንታይ እያ፧ (w12 15/5 22 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 110:1–111:10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ll 16 —ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ll 17 —ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 179-181 ¶17-19—ንሰማዕቲ ግብራዊ ዀይኑ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ሕተቶም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 21

  • ሓቂ ምሃር”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • ኣብ መስከረም ግምቢ ዘብዐኛ ንምዕዳል ዚግበር ፍሉይ ወፈራ”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንመስከረም እተዳለወት ናይ መጀመርታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ወልዓያ፣ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ድማ ተመያየጥሉ። ነቲ ወፈራ ውዕውዕ መንፈስ ከም ዜሕድሩ ግበር፡ ሓገዝቲ ፈለምቲ ኪዀኑ ኸኣ ኣተባብዕ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 1-9

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 144ን ጸሎትን

    መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነቲ ሙዚቃ ብምሉኡ ሓንሳእ ስምዕዎ።