ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 110-118

“ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧”

“ንየሆዋ እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧”

እቲ ጸሓፍ መዝሙር፡ የሆዋ ኻብ “ኣግማድ ሞት” ስለ ዘናገፎ፡ ልባዊ ምስጋናኡ ገለጸ። (መዝ 116:3) ንዅሉ እቲ ንየሆዋ ዝኣተዎ ልባዊ መብጽዓታቱን ግዴታታቱን ብምፍጻም፡ ምስጋናኡ ኺገልጸሉ ድማ ወሰነ።

ኣብዚ ሰሙን እዚ ንየሆዋ ዘመስግኖ ስለምንታይ እየ፧

ንየሆዋ ዘሎኒ ምስጋና ብኸመይ ክገልጽ እኽእል፧