ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

8-14 ነሓሰ

መዝሙር 92-101

8-14 ነሓሰ
  • መዝሙር 28ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 4

  • ኣቱም ኣረጋውያን፡ ኣገዳሲ ግደ ኣሎኩም (መዝ 92:12-15)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣቱም ኣረጋውያን፡ ኣገዳሲ ግደ ኣሎኩም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ናብ tv.pr418.com ኣቲኻ ኣብቲ VIDEO ON DEMAND > THE BIBLE ርአ።) ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ግብራዊ ዀይኑ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ሕተቶም። ኣረጋውያን ጥበቦምን ተመክሮኦምን ንመንእሰያት ኬኻፍሉ ኣተባብዓዮም። መንእሰያት ድማ ኣብ ህይወቶም ኣገዳሲ ውሳነ ኣብ ዚገብሩሉ እዋን ሓገዝ ኣረጋውያን ኪሓትቱ ኣተባብዓዮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 1-9

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 29ን ጸሎትን