ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንሰብ ሓዳር እንታይ ሓገዝ ኪህቦም ይኽእል፧

ጥቕሲ፦ ቈሎ 3:12

ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንወለዲ እንታይ ሓገዝ ኪህቦም ይኽእል፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንወለዲ እንታይ ሓገዝ ኪህቦም ይኽእል፧

ጥቕሲ፦ ቈሎ 3:21

ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንመንእሰያት እንታይ ሓገዝ ኪህቦም ይኽእል፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንመንእሰያት እንታይ ሓገዝ ኪህቦም ይኽእል፧

ጥቕሲ፦ ምሳ 2:11

ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ ምኽሪ ወትሩ ጠቓሚ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧