መዝሙር 99ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሽማግለታት ክትሸይም”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ቲቶስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ቲቶ 1:5-9—ሓለውቲ ወረዳ ነቶም ቅዱስ ጽሑፋዊ ብቕዓት ዜማልኡ፡ ሽማግለታት ኪዀኑ ይሸምዎም (w14 15/11 28-29)
[መእተዊ ፊልሞን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ቲቶ 1:12—እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣቐዲምካ ብሕማቕ ንምፍራድ መመኽነይታ ዘይትኸውን ስለምንታይ እያ፧ (w89 15/5 31 ¶5)
ፊሞ 15, 16—ፊልሞን ንኦኔሲሞስ ናጽነት ኪህቦ፡ ጳውሎስ ዘይሓተቶ ስለምንታይ እዩ፧ (w08 15/10 31 ¶4)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ቲቶ 3:1-15 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣቱም መንእሰያት—‘ንሰናይ ግብሪ ቐናኣት’ ኩኑ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንየሆዋ ዜኽብርዎ መንእሰያት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 31
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 139ን ጸሎትን