19-25 ነሓሰ
እብራውያን 1-3
መዝሙር 35ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጽድቂ ፍቶ፡ ጥሕሰት ሕጊ ኸኣ ጽላእ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ እብራውያን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
እብ 1:8—የሱስ ብ“ዘንጊ ቕንዕና” ይገዝእ (w14 15/2 5 ¶8)
እብ 1:9—የሱስ ጽድቂ ይፈቱ፡ ጥሕሰት ሕጊ ኸኣ ይጸልእ (w14 15/2 4-5 ¶7)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
እብ 1:3—የሱስ ምስሊ ኣቦኡ፡ ወትሩ ብማዕረ የንጸባርቕ ነይሩ ድዩ፧ (it-1 1185 ¶1)
እብ 1:10-12—ሃዋርያ ጳውሎስ ንመዝሙር 102:25-27 ኣብ የሱስ ክርስቶስ ዘውዓላ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 1063 ¶7)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) እብ 1:1-14 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 4)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ሃቦ፡ ድሕሪኡ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 11)