26 ነሓሰ-1 መስከረም
እብራውያን 4-6
መዝሙር 5ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ክትኣቱ ጽዓር”፦ (10 ደቒቕ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
እብ 4:12—ብመሰረት እቲ ኣብ ከባቢ እታ ጥቕሲ ዘሎ ሓሳብ፡ እቲ “ቓል ኣምላኽ” ዚብል ንምንታይ የመልክት፧ (w16.09 13)
እብ 6:17, 18—ኣብዘን ፍቕድታት እዚአን ተጠቒሰን ዘለዋ “ኽልተ ዘይልወጣ ነገራት” እንታይ እየን፧ (it-1 1139 ¶2)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) እብ 5:1-14 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 228-229 ¶7-8 (th መጽናዕቲ 12)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ዘይርሳዕ ሰናይ ግብሪ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ገዛእ ርእስኻ ንኣገልግሎት ቤት-ኤል ብኸመይ ተቕርብ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 33
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 116ን ጸሎትን