14-20 ሰነ
ዘዳግም 5-6
መዝሙር 134ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 5:21—ካብቲ ንስስዐ ዚምልከት ሕጊ እንታይ ንምሃር፧ (w19.02 22 ¶11)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 5:1-21 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ ዓድሞ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣቀራርባኻ ምስ ኵነታት እቲ ብዓል ቤት ብምስምማዕ እተገድሶ ጥቕሲ ኣንብበሉ። (th መጽናዕቲ 12)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) fg ትምህርቲ 9 ¶6-7 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ስድራ ቤት ፍቕሪ ኣርኢ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ ስድራ ቤትካ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኣርኢ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 118
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 109ን ጸሎትን