ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም

ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም

ወለዲ ንየሆዋ ዘላቶም ፍቕሪ ኼማዕብሉ ኣለዎም (ዘዳ 6:5w05 15/6 20 ¶11)

ንደቆም ሰናይ ኣብነት ኪዀንዎም ኣለዎም (ዘዳ 6:6w07 15/5 15-16)

ንደቆም ብዛዕባ የሆዋ ወትሩ ኺምህርዎም ኣለዎም (ዘዳ 6:7w05 15/6 21 ¶14)

ብዘይካ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤት፡ ደቅኹም ንየሆዋን ንስርዓታቱን ፍቕሪ ኼማዕብሉ ኽትሕግዙሉ እትኽእሉሉ፡ እንታይ ኣጋጣሚታት ኣሎ፧