21-27 ሰነ
ዘዳግም 7-8
መዝሙር 136ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣይትዋሰቦም”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 8:3—ካብቲ የሆዋ ማና ዚህበሉ ዝነበረ መገዲ እንታይ ንምሃር፧ (w04 1/2 13 ¶4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 7:1-16 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 15)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 9)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w06 1/1 28 ¶14-15—ፍረ ነገር፦ ንየሆዋ ኣይትረስዓዮ። (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንሰነ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 119
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 25ን ጸሎትን