ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣይትዋሰቦም”
የሆዋ ንእስራኤላውያን ምስቶም ንዕኡ ጥራይ ዜምልኹ ኺዋሰቡ እዩ ዚደልዮም ነይሩ (ዘዳ 7:3፣ w12 1/7 29 ¶2)
የሆዋ ኣገልገልቱ ኻብ ስቓይን ጓሂ ልብን ኪስተሩ ይደሊ እዩ (ዘዳ 7:4፣ w15 15/3 30-31)
የሆዋ ብዛዕባ መውስቦ ዘለዎ ኣረኣእያ ኣይተቐየረን (1ቈረ 7:39፣ 2ቈረ 6:14፣ w15 15/8 26 ¶12)
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘እቲ “ብጐይታ ጥራይ” ብዛዕባ ምምርዓው እተዋህበ ትእዛዝ ብኸመይ ይጠቕመኒ፧’