24-30 ግንቦት
ዘሁልቍ 34-36
መዝሙር 33ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘሁ 35:31—ኣዳምን ሄዋንን ካብ መስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘይጥቀሙ ስለምንታይ እዮም፧ (w91 15/2 13 ¶13)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 34:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) fg ትምህርቲ 2 ¶9-10 (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
ዓርኪ የሆዋ ኹን—ተግሳጽ መግለጺ ፍቕሪ እዩ፦ (6 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ንዝሓረኻዮም ቈልዑ (እንተ ኣልዮም) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ሓድሓደ ግዜ ተግሳጽ ዜድልየኩም ስለምንታይ እዩ፧ ተግሳጽ ዚጠቕመኩም ብኸመይ እዩ፧ የሆዋ ዚግስጽ ስለምንታይ እዩ፧
“ተግሳጽ—መግለጺ ፍቕሪ የሆዋ”፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “የሆዋስ ንዜፍቅሮ እዩ ዚግስጾ” ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 115
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 124ን ጸሎትን