ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ

ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ

እተን ሽዱሽተ ኸተማታት ዕቝባ ነቲ ብዘይፍላጥ ሰብ ዝቐተለ ንመዕቈቢ እተዳለወ እየን ነይረን (ዘሁ 35:15w17.11 9 ¶4)

እቶም ኣብ እስራኤል ዝነበሩ ዓበይቲ ኣብዚ ጕዳይ እዚ ፍርዲ ይህቡ ነበሩ (ዘሁ 35:24w17.11 9 ¶6)

ኣብተን ከተማታት ከኣ ዑቝባን ቅሳነትን ይርከብ ነበረ (ዘሁ 35:25w17.11 11 ¶13)

ከምቲ ሓደ ብዘይፍላጥ ሰብ ዝቐተለ ኣብተን ከተማታት ዕቝባ ምእንቲ ኺዕቈብ መስዋእቲ ዚኸፍል፡ ንሕና እውን ካብ ምሕረት የሆዋ ምእንቲ ኽንጥቀም መስዋእቲ ኽንከፍል ኣሎና።