ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

28 ሰነ–4 ሓምለ

ዘዳግም 9-10

28 ሰነ–4 ሓምለ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ኣምላኽካ ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘዳ 9:1-3—ደቂ ዓናቅ ‘ዓበይትን ነዋሕትን’ እኳ እንተ ነበሩ፡ እስራኤላውያን ግና ኪፈርህዎም ዘይነበሮም ስለምንታይ እዮም፧ (it-1 103)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 10:1-22 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 135

  • ጸወታታት ቪድዮ፦ ብሓቅዶ ትዕወት ኢኻ ዘለኻ፧፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም፦ ጸወታታት ቪድዮ ኺሰርቀካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ኣብ ህይወት ካብ ጸወታታት ቪድዮ ንላዕሊ ዜገድስ እንታይ ነገራት ኣሎ፧ (ኤፌ 5:15, 16) እትመርጾ ጸወታታት ቪድዮ ብዛዕባ መንነትካ እንታይ ይገልጽ፧ ብሓቂ ኽትዕወት እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

  • ንኣልኮላዊ መስተ ብዚምልከት ጥበባዊ ውሳነ ግበር”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቅድሚ ምስታይካ ሕሰብ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 120

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 104ን ጸሎትን