ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ፍርዲ ናይ ኣምላኽ እዩ”

“ፍርዲ ናይ ኣምላኽ እዩ”

[መእተዊ ዘዳግም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ሽማግለታት ‘ብጽድቂ ኺፈርዱ ኣለዎም’ (ዘዳ 1:16w96 15/3 23 ¶1)

ሽማግለታት ‘ኣብ ፍርዲ ኼዳልዉ የብሎምን’ (ዘዳ 1:17w02 1/8 9 ¶4)

ነቲ የሆዋ ኣብ ጉባኤ ሽማግለታት ኪህልዉ ዝገበሮ መሰናድዎ፡ ብኸመይ ሞሳና ኸነርኢ ንኽእል፧—እብ 13:17፣ ያእ 5:13-15