7-13 ሰነ
ዘዳግም 3-4
መዝሙር 98ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 4:23—ዕላማ እዚ ምኽልካል እዚ እንታይ እዩ፧ (w04 15/9 25 ¶3)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 3:1-13 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ብውዕዉዕ ስምዒት ብምምሃር”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብውዕዉዕ ስምዒት ብምምሃር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) fg ትምህርቲ 5 ¶1-2 (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 117
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 19ን ጸሎትን