ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ

ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ

ንሕግታት ኣምላኽ ክንእዘዝ ከለና፡ ጥበበኛታትን መስተውዓልትን ምዃንና ኢና እነርኢ (ዘዳ 4:6it-2 1140 ¶5)

ንተግባራትና ዜስተውዕሉ ሓያሎ ሰባት፡ ሕግታት ኣምላኽ ጥበብ ከም ዘለዎ ይግንዘቡ እዮም (ዘዳ 4:6w99 1/11 20 ¶6-7)

ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ ከባቢኦም ካብ ዘለዉ ኣህዛብ ዚበልጽ ህይወት ኣለዎም (ዘዳ 4:7, 8w07 1/8 29 ¶13)

ሓያሎ ንጽቡቕ ኣካይዳ እቶም ብሕግን ብስርዓታትን ኣምላኽ ዚምርሑ ሰባት ምስ ረኣዩ፡ ናብ ውድብ የሆዋ ይስሓቡ እዮም።

ነቲ ጥበብ ዝመልኦ መምርሒ የሆዋ ብምስዓብካ፡ እንታይ በረኸት ረኺብካ፧