ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 ሰነ

2 ሳሙኤል 11-12

13-19 ሰነ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 12:13—የሆዋ ንዳዊትን ንባትሴባን ብሞት ዘይቀጽዖም ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 590 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 11:1-15 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት