ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ

ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ

ዳዊት ዘይግቡእ ትምኒት ኣብ ልቡ ኺሓድር ፈቒዱ (2ሳሙ 11:2-4w21.06 17 ¶10)

ዳዊት ኣበሳኡ ንምሽፋን ንስልጣኑ ብዘይግቡእ ተጠቒምሉ (2ሳሙ 11:5, 14, 15w19.09 17 ¶15)

ዳዊት ብሰንኪ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት መከራ ረኺቡ (2ሳሙ 12:9-12w18.06 17 ¶7)

ዘይግቡእ ነገራት ምእንቲ ኸይንርኢ ወይ ኸይንሓስብ፡ ርእሰ ግትኣት የድልየና። (ገላ 5:16, 22, 23) የሆዋ ዘይግቡእ ትምኒት ኣብ ልብና ሱር ከይሰድድ፡ ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ምንታይ መዳያት እየ ሓሳባተይ ኪቈጻጸር ዜድልየኒ፧’