16-22 ግንቦት
2 ሳሙኤል 1-3
መዝሙር 103ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብቲ ‘ቐስቲ’ ዚብሃል ልቕሶ እንታይ ንምሃር፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ሳሙ 1:26—ዳዊት ንዮናታን “ሓወይ” ዝበሎ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 369 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 3:1-16 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጽ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ድማ ሃብ። (th መጽናዕቲ 20)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 04 ነጥቢ 5ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ፍቕሪ . . . ብዓመጻ ኣይትሕጐስን”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክር—ብዓመጻ ኣይትሕጐስን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
“ፍቕሪ . . . ኵሉ ተስፋ ትገብር”፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ እንታይ ምዃና ዘክር—ኵሉ ተስፋ ትገብር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 8 ¶8-15፡ ሳጹን 8ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 16ን ጸሎትን