ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብቲ “ቐስቲ” ዚብሃል ልቕሶ እንታይ ንምሃር፧

ካብቲ “ቐስቲ” ዚብሃል ልቕሶ እንታይ ንምሃር፧

[መእተዊ 2 ሳሙኤል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ነቶም ኣብ ስልጣን ዘለው ኣኽብሮት ኣርኢ (2ሳሙ 1:17, 18, 23, 24w00 15/6 13 ¶9)

ንፈተውትኻ እሙን ኩን (2ሳሙ 1:25, 26w12 15/4 10 ¶8)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንሽማግለታት ጉባኤይ ብኸመይ ኣኽብሮት ከርኢ እኽእል፧ ንክርስትያናት ብጾተይ ብኸመይ እሙን ክኸውን እኽእል፧’