ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ

ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ

ዳዊት ካብ ሳኦል ሃዲሙ (1ሳሙ 27:5-7it-1 41)

ዳዊት ንዶብ ይሁዳ ተኸላኺሉ (1ሳሙ 27:8, 9w21.03 4 ¶8)

ዳዊት ንኣኪሽ ምሉእ ዝርዝር ኣይነገሮን (1ሳሙ 27:10-12it-2 245 ¶6)

ኣብ ግዜና፡ ሰበ ስልጣን ንንጥፈታት መንግስቲ ኣምላኽ ይእግዱን ብዛዕባ ኣሕዋትና ሕቶታት ይሓትቱና ይዀኑ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ እዋናት፡ ንኣሕዋትና ኣብ ሓደጋ ምእንቲ ኸይነእቱ፡ ስቕ ምባልና ጥበባዊ እዩ።—ምሳ 10:19፣ 11:12፣ መክ 3:7