20-26 ሰነ
2 ሳሙኤል 13-14
መዝሙር 127ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ሳሙ 14:25, 26—ካብ ኣቤሴሎም ብዛዕባ ናይ ሓቂ ጽባቐ እንታይ ንምሃር፧ (g04 12/22 8-9)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 14:8-20 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 18)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 05 ነጥቢ 6ን ገሊኦም ከምዚ ይብሉን (th መጽናዕቲ 18)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ብዘርእስታ ጽሕፍቲ ኣብ የሆዋን ኣብ የሱስን እምነት ህነጽ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን በታ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ጌርካ ኣብ የሆዋ እምነት ህነጽ፡ ከምኡ እውን በታ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ጌርካ ኣብ የሱስ እምነት ህነጽ ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 9 ¶18-26፡ ሳጹናት 9ሀ፡ 9ለ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 110ን ጸሎትን