ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ

ርእሰ ፍትወት ኣምኖን ሓዘን ኣስዓበ

ኣምኖን ብፍቕሪ ታማር ሃነይነይ ኢሉ (2ሳሙ 13:1, 2it-1 32)

ኣምኖን ንታማር ዓሚጽዋ (2ሳሙ 13:10-15w17.09 5 ¶11)

ኣቤሴሎም ንኣምኖን ቀቲልዎ (2ሳሙ 13:28, 29it-1 33 ¶1)

ኣብ እዋን ወረዘ ዜሕዝን ነገር ምእንቲ ኸየጋጥም እንታይ ኪግበር ይክኣል፧ ርእሰ ግትኣት ኣገዳሲ እዩ፣ ከመይሲ፡ ሕማቕ ናብ ምግባር ኪመርሕ ካብ ዚኽእል ቦታታትን ኵነታትን ክትርሕቕ ይሕግዝ እዩ።