ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

23-29 ግንቦት

2 ሳሙኤል 4-6

23-29 ግንቦት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ሳሙ 6:8, 9—ካብቲ ዳዊት ንቍጥዓ የሆዋ ዝሃቦ ምላሽ እንታይ ንምሃር፧ (w96 1/4 29 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ሳሙ 4:1-12 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት