ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ

ንየሆዋ ኸይተጕህዮ ግቡእ ፍርሃት ይሃሉኻ

ካብ ጽቡቕ ሓሳብ ተበጊስካ ዚግበር ነገራት ነቲ ኣምላኽ ከነማልኦ ዚደልየና ብቕዓት ኣይቅይሮን (2ሳሙ 6:3-5w05 15/5 17 ¶8)

ዑዛ ንሕጊ ኣምላኽ ጥሒሱ (2ሳሙ 6:6w05 1/2 27 ¶20)

የሆዋ ንዑዛ ስለ ድፍረቱ ቐጺዕዎ (2ሳሙ 6:7w05 1/2 27 ¶21)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ህይወተይ ንየሆዋ ኸየጕህዮ ዚብል ፍርሂ ኸም ዘሎኒ ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’—ምሳ 3:7